UPDATES


#መግለፂ_እንቋዕ_ኣብፀሐኩም ኣብ ደገን ውሽጥ ዓዲን ትነብሩ ኣባላትን ደገፍትን #ኢሮብ_ኣድቮኬሲ_ኣሶሴሽን እንቋዕ ን2013ዓ.ም ሓዱሽ ዓመት ብሰላም ኣብፀሐኩም! ኢሮብ ኣድቮኬሲ ኣሶሴሽን...

Posted by Irob Advocacy Association/ኢሮብ ኣድቮኬሲ ኣሶሴሽን on Thursday, September 10, 2020

#ሰሙናዊ_መልእኽቲ__ኢሮብ_ኣድቮኬሲ_ኣሶሴሽን ነሓሰ 23፣2012 ዓ.ም ህልውናን ድህንነትን ህዝቢ ኢሮብ ካብ ዝኾነ ይኹን ሓደጋ ብጥሙር ዓቕሚና ብንቕሓት ንከላኸል! ኣብ'ዚ ሰሙን እዚ...

Posted by Irob Advocacy Association/ኢሮብ ኣድቮኬሲ ኣሶሴሽን on Saturday, August 29, 2020

#ሰሙናዊ_መልእኽቲ_ካብ_ኢሮብ_ኣድቮኬሲ_ኣሶሴሽን ነሓሰ 3፣2012 ዓ.ም ብተከታታሊ ብዘይ ምቁራፅ ኣብ ክልል ኮነ ኣብ ሃገር ዝረአ ዝነበረን ዘሎን ፖሎቲካዊ ምዕባለታትን ዓለምለኻዊ...

Posted by Irob Advocacy Association/ኢሮብ ኣድቮኬሲ ኣሶሴሽን on Sunday, August 9, 2020

መግለፂ ኢ. ኣ. ኣ. ጨንፈር ዲያስፖራ ኦጎስት 2020 ኢሮብ አድቮካሲ አሶሴሽን (ኢኣኣ) ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት (ሰሜን አመሪካ/ካናዳ፣ አውሮጳ፤ እስራኤል፤ ሱዑዲ ዓራቢያ፤ ደ....

Posted by Irob Advocacy Association/ኢሮብ ኣድቮኬሲ ኣሶሴሽን on Friday, August 7, 2020

#ቃል_ብተግባር_ክልወጥ ኢኣኣ ብተደጋጋሚ ከምዝገለፆ ጉዳይ ጭውያት ኣባላት ማሕበረሰብ ኢሮብ ካብቶም ብቕድሚት ካብዝስርዑ ዓበይቲ አጃንዳታት ኢሮብ ኣድቮኬሲ ኣሶሴሽንን ህዝቢ ኢሮብን ሓደ...

Posted by Irob Advocacy Association/ኢሮብ ኣድቮኬሲ ኣሶሴሽን on Wednesday, August 5, 2020

#ሰሙናዊ_መልእኽቲ_ኢሮብ_ኣድቮኬሲኣሶሴሽን፦ #ሓይሊና_ነሰባስብ_ኣይንበታተን! ጊዘን ኩነታትን ርእኻ ርእስ ምድናን ስልታዊ ወይ እውን ስትራቴጂካዊ ክኾውን ይኽእል፤ ስር መሰረትካ ዝኾነ...

Posted by Irob Advocacy Association/ኢሮብ ኣድቮኬሲ ኣሶሴሽን on Saturday, July 25, 2020

#ጉዕዞ_ቀዳማይ_ዓመት_ኢኣኣ ኢኣኣ - ኢሮብ ኣድቮኬሲ ኣሶሴሽን ሕጋዊ ሰውነትን ናይ ስራሕ ፍቓድን ካብዝርክብ እንሆ ትማሊ ሓምለ 16፣2012 ዓ.ም ሓደ ዓመት መልኡ። ትካል ሲቪል ማሕበረሰብ...

Posted by Irob Advocacy Association/ኢሮብ ኣድቮኬሲ ኣሶሴሽን on Friday, July 24, 2020